Use APKPure App
Get Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ old version APK for Android
티 그리 냐 말 티 그리 냐 문화 속담 티 그레 말 에리트레아 에티오피아
ሓጺር መእተዊብዛዕባ ምስላሪት ትግርኛ
ምስላ ጭ Ќ ተጥን ብይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ ፣ ብመብዛሕንቲኡሰንዌኡሰብ ኡይብ ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገር ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ, ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ. ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል "ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ, ጽቡቅ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ፍሉይ ረምታ ዝህልዎን ኢዩ.
ማዕዳ, ናይ ልቦና ፍረ ነገር, ብሄራዊ ተመክሮ, ሓቂ, ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ኮይኑ, ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ ". ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ኩነታት ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን. ምስላብት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ ፣ ዩኑ ፣ ኣኑ ፣ ኣኑ ፣ ኣብ
ኣብ ናይ መዓልብዊ ዝርርብ ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ ፣ ዝተፈላለዩ ናንይስነ ᝢ ጥስነ ᝢ ጥስ ምስላብት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ኣብ ገዛ ፣ ትምህርቲ ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትንድማ ክንረኽቦ ንኽእምኸቢ
Last updated on Nov 14, 2025
Minor bug fixes
업로드한 사람
လင္း ေရာင္
필요한 Android 버전
Android 8.0+
카테고리
신고
Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
4.56 by Afromium Digital Solutions
Nov 14, 2025