Use APKPure App
Get Tigrinya English Vocabulary old version APK for Android
영어 공부 티그리냐어 어휘, ኢንግሊዝ ቃላትን ኣ'ፈዳድላን 티 그리 냐어 영어를 배우
티그리냐어 영어 어휘 연구와 쓰기 연습
ናይ ቋንቋ ኢንግሊዝ ማህደረ-ቃላትን ኣ'ፈዳድላን ትምህርትታት
ኣብዚ ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ እዚ ኣፕሊኬሽን ተጻሒፉ ኣሎ. እዚ ኣፕሊኬሽን ናይ ኢንግሊዘኛን ትግርኛን ቃላት ዝምህር ኮይኑ, እቲ ንሱ ዝጥቀመሉ ሜላ ድማ ነቲ ተማሃራይ ናይ ነፍሲወከፍ ቃል ኣፈዳድላ ብምሕታት ኢዩ. እቲ ማህደራ ቃላት ብመሰረት ብዝሒ ፊደላት ናይቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ቃል ተኸፋፊሉ ይርከብ.
ናይዚ ኣፕሊኬሽን ተጠቓሚ ካብዞም ናይ ማህደረ ቃላት ጉጅለታት ዝኾነ ብምምራጽ ምምሃር ክጅምር ይኽእል ኢዩ. ንነፍሲወከፍ ጉጅለ ድማ ዝርዝር ናይ ቃላት, ካብ ኢንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ወይ ከኣ ካብ ትግርኛ ናብ ኢንግሊዘኛ ትርጉም ተዳልዩሎ ኣሎ.
እቶም ናይ ኢንግለዘኛ ቃላት ብተርታ ኣይኮኑን ዘለዉ, ነቲ ድምጺ ድሕሪ ምስማዕ ነቶም ቃላት ብተርታ ብጽሑፍ ክትሰርዕዎም ኢኹም. ትርጉም ናይ ነፍሲወከፍ ናይ ትግርኛ ቃልን ናቶም ትርጓሜን ኣብዚ ኣፕሊኬሽን ተቀሪቡ ኣሎ.
እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ኣዝዩ ጠቓሚ ኢዩ, ምኽንያቲ ብጥበብ ዘለዎ መንገዲ ኢዩ ነቲ ማህደረ ቃላት ዝምህር. ነቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ቃል ብምስማዕ, ነቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ዘሎ ትርጉም ብምንባብ ነቲ ቃል ትጽሕፍዎ. ክትሓስስብ, ክትጽሕፍ ከምኡ እውን ነቶም ቃላት ከተጽንዖም እኹል ዝኾነ ግዜ ኣሎካ.
ነዚ ኣፕሊኬሽን ብዝተጠቀምካሉ መጠን ኣእምሮኻ ክቕልጥፍን እቲ ናይ ምቱኳር ክእለትካ ድማ ክዓብን ኢዩ.
ስለዚ, ነዚ ኣፕሊኬሽን ብምጥቓምካ ናትካ ናይ ምስማዕ ክእለት ይመሓየሽ, ናይ ምጽሓፍ ክእለትካ ይመሓየሽ ከምኡ እውን ብዙሓት ሓደስቲ ናይ ኢንግሊዘኛ ቃላት ትመሃር.
እዚ ኣፕሊኬሽን ቀልጢፍካ ከም ትሓስብ ኪገብረካ ኢዩ, እዚ ድማ ንሓንጎሎካ የብልሖን ንዓኻ ድማ በሊሕ ሰብ ይገብረካ.
ነዚ ኣፕሊኬሽን ኣውሪድኩም ኣብ ሞባይልኩም ብምጽዓን ናይ ቋንቋ ኢንግሊዝ ክእለትኩም ኣመሓይሹ.
ናትና ኣፕሊኬሽን ምጥቃምኩም ኣዚና ኢና ነምስግን. ነቶክ ካልኦት ናትካ ኣፕሊኬሽናት እውን ክትርእይዎም ንምሕጸነኩም.
영어와 티그리냐어 어휘,이 응용 프로그램을 사용하여 체계적인 방법으로 연습 영어 쓰기를 알아보세요.
앱은 티 그리 냐어 번역 영어를 읽는 동안 학생들은 각 단어의 철자를 작성하여 영어와 티 그리 냐어 어휘를 가르치고있다. 각 단어와 티그리냐어 번역의 의미를 참조하는 동안, 영어 단어를들을 수 있습니다.
당신은 쓰기와 같은 시간에 단어를 공부할 생각하는 충분한 시간을 가지고있다. 더 당신이 응용 프로그램을 사용하여, 당신의 두뇌는 빠르게 얻을 집중력과 집중 능력은 증가 할 것이다 것입니다.
그래서,이 응용 프로그램을 사용하여 듣기 능력은 당신이 능력이 더 좋을 것이다 작성, 개선 당신은 많은 새로운 영어 단어를 배울 수 있습니다.
다운로드 및이 응용 프로그램을 설치하고 영어가 향상됩니다.
Last updated on Nov 20, 2018
Privacy policy added.
Minor bug fixes, and modified some features, and additional Tigrinya vocabularies and Tigrigna phrases have been added.
Tigrinya English Vocabulary
3.5 by Afromium Digital Solutions
Nov 20, 2018