ተዋሕዶ መዝሙር

Mezmur Tewahdo

2.6.0 oleh Qdst Slasie
Jul 28, 2025 Versi Lama

Mengenai ተዋሕዶ መዝሙር

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ዱባይን ከባቢኣን ዝተዳለወ

ቀንዲ ዕላማ ናይዛ App ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራኢ ኣድራኢ

e-mel: slasiemedia@gmail.com

ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ኤርትራ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።

መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ሃገር ብዝሰማማዕ ብዝሰማማዕ መገዲ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ኣምልኾታት ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።

Maklumat APLIKASI tambahan

Versi Terbaru

2.6.0

Dimuat naik oleh

Ammar Syafiq

Memerlukan Android

Android 5.0+

Available on

Laporkan

Tandai sebagai tidak sesuai

Tunjukkan Lagi

ተዋሕዶ መዝሙር Alternatif

Cari