Use APKPure App
Get Tigrinya English Learning app old version APK for Android
तिग्रीन्या अंग्रेजी सीखना अनुप्रयोग, जानें Tigrigna अंग्रेजी, अध्ययन अंग्रेजी तिग्रीन्या
तिग्रीन्या अंग्रेजी सीखना एप्लिकेशन
ብቀሊሉ እንግሊዝ ምምሃር
ብቀዳምነት ነዚ ኣፕሊኬሽን ጽዒንኩም ትጥቀሙ ምህላውኩም ኣዚና ነምስግን। ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝኾኑ ሰባት ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ሓገዝ ምሃብ ኢዩ।
अध्ययन अंग्रेजी और तिग्रीन्या शब्दावली, तिग्रीन्या अंग्रेजी शब्दावली जानें
ብርክት ዝበሉ ቃላት ኣብ ልዕሊ ዕስራን ሓሙሽተን ዝኸውን ምድባት ተኸፋፊሎም ቀሪቦም ኣሎዎ। እዞም ምድባት እዚኣቶም ከምኒ ቁጽርታት, ግዜ, መጓዓዝያ, ኣንፈት, ኩነታት ኣየር, መግቢ, ናይ ስራሕ ቃለ-ምሕትት, ኣካልትና, ክዳውንቲ, ጥዕና, ስምዒት, በረራን ወዘተ ዝሓዙ ኢዮም।
ነፍሲወከፍ ምድብ ንዓኣ ዝምልከት ቃላት ኣለዉዋ। ንከትጽንዖ ዝደለኻ ምድብ ብምምራጽ ነቶም ኣብኡ ዝርከቡ ቃላት ክትመሃሮም ትኽእል ኢኻ।
ነፍሲወከፍ ምድብ ኣብ ትመርጽሉ እዋን ክልተ ምርጫ ይወሃበካ "अध्ययन" ዝብል, እዚ ድማ ብቅድም ተኸተል ከተጽንዕ እንተደሊኻ ይምረጽ।
እቲ ሓደ "सभी शब्द" ዝብል ምርጫ ድማ ነቶም ኣብቲ ትሕቲ እቲ ጉጅለ ዝርከቡ ቃላት ንኹሎም ብምዝርዛር ዝደለኻዮ ቃል ክትመርጽ የኽእለካ। ብተወሳኺ ኣብዚ ኣፕሊኬሽን ትረኽብዎ ሓገዝ ናይ ኣደማምጻ ኢዩ।
ነፍሲወከፍ ናይ እንግሊዘኛ ቃል ናቱ ኣደማምጻ ኣለዎ, ነዚ ንምስማዕ ድማ ነቲ ናይ መጉልሒ ድምጺ ምልክት ምጥዋቕ የድሊ।
ሽሕ እኳ እዚ ኣፕሊኬሽን ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ተባሂሉ እንተተዳለወ, ዝኾነ ትግርኛ ክመሃር ዝደሊ ሰብ እሞ ኸኣ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ቃላት ክርዳእ ዝኽእል ሰብ ተረባሓይ ክኸውን ይኽእል ኢዩ।
ደጊምና ነዚ ኣፕሊኬሽና ምጥቓምኩም ነመስግን, ዝኾነ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጠቡ।
Last updated on Mar 1, 2024
This is a complete update of the app. Additional Vocabulary and Sentences added, Practice Exam have been Added, many more.
Install and check, this is one of the best Tigrinya English Learning App.
द्वारा डाली गई
ကိုယ္ရံေတာ္ နက္ဆိုးေလ
Android ज़रूरी है
Android 5.0+
श्रेणी
रिपोर्ट
Tigrinya English Learning app
3.81 by Afromium Digital Solutions
Mar 1, 2024